ሽሞም ይምሉኡ

ስምካ/ኪ {{ personName }}

.…እቲ ትደልይዎ ዝነበረ መልእኽ ቲ

አብዚ ድሀረ ገፅ እቲ ትደልይ ዎ ዝነበረ መልሲ ናይ ሂወትኩም ዋና ሕቶታት 'ዩ። ከምዚ ዝበሉ ሕቶታት፡ " ናይ ሂወተይ ዓላማ አብዚ ምድሪ እንታይ 'ይ? ንምንታይ እየ አብ ሂውትይ ሰላም ከም ካል አኦት ዘይብለይ? ወይ ከ ዓ በቃ ሂወተይ ክምዝይ እዩ? እዚ ገፅ ከምዚአም ዘበሉ ሕቶታት ክምልሰካ/ኪ እዩ። ከይተርደእካ/ኪ ምስ አምላክ ትፈላሊካ/ኪ ኢካ/ኪ። ብተፈጥሮካ/ኪ ካብ አምላኽ ተፈላሊካ ኢካ። መለእኽትና ናዓኻ ድማ ናይ ተስፋ እዩ። ምኽንያቲ አምላክ ስለ ዝፈትወካ ን ምስ ባዕሉ ክትስ ማዕማእ ስለ ዝደሊ 'ዩ። እቲ መፍትሔኡ ድም ካብ ናይ ዘል አለም ምፍልላይ እዩ።

{{ personName }}፡ ናይዚ መፍትሒ ክትረክብ ትደሊ ዶ?

ይድልየካ ዶ፡

  • ናይ ሂወትካ ዓላማ ፍለጥ?
  • ካብ ናይ ዝሓለፈ ሂወትካ ተግባራት ይቅሪታ ዝርከበሉ ሓጎስ ን እፎይታ ንምልምማድ?
  • አብዚ ምድሪ አብ ን ነብረሉ እዋን ግዜ ካብዚ ዝበለፅ ሂወት አሎ። መንግስተ ሰማያት ን ዝል አለም ሂወት ከም ዝሎ ትፍልጥ?

ቁልፊ፡ እምነት ንኩሉ ንገር ዝኽፍት ቁልፊ እዩ።

ናይ እ/ር ፍቅሪ ን ዓለም ኩሉ ዝሎ እዩ። ንዓይን ን ዓካን ናይ ዕርቂ ስላም ብ እ/ር ብ ዓሉ እዩ። አምላክ ሂውትካ ብሰላም ን ብፍቅርን ክምላ እ ይድሊ እዩ። አዚ ሰላም አብ ጊዘ ፀገምካምውን እትስተማቅሮ እዩ።

ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።

ካብ መጽሐፍ ቅዱስ ዝተወሰደ-ዮሐንስ 3 ፤ 16

ናይ እ/ር ዓላማ ፈለጥ፡ ሰላም ን ሕይወት

ናይ አምላክ ሃሳብ ን ዓካ ዝተረፍረፈ ሂወት ንክህልወካ እዩ።ንምንታይ? ዝብዝሐ ሂወት ዝይተለማመድ? ዮሃንስ 10:10

stap1

ፅገም- አብ እ/ር ን ብ {{ personName }} ማእክል ምክፍ ፋል አሎ

እንሆ፡ ኢድ እግዚኣብሄር ንምድሓን ሓጻር ኣይኰነትን፡ ከይሰምዕ ከኣ እዝኑ ኣይጻንዖን እዩ። ግናኸ ኣእዳውኩም ብደም፡ ኣጻብዕኩም ብበደል ረኺሰን፡ ከናፍርኩም ሓሶት ይዛረባ፡ ልሳንኩም ከኣ ክፍኣት ይናገር ኣሎ እሞ፡ ንኣኻትኩምን ንኣምላኽኩምን ኣብ መንጎኹም ኰይኑ ዝፈላለየኩምሲ ኣበሳኹም እዩ፡ ከይሰምዓኩም ከኣ፡ ኣብ ቅድሜኹም ገጹ ዜሕብኣልኩም ሓጢኣትኩም እዩ።ሓጥያት ካብ አምላክ ፈሊካ አሎ ግናኸ ናይ አምላክ ኢድ ንምድሓን ሓፃር አይኮነትን ብተወሳኺ ከዓ እዝኑ ዝስምዕ እዚ ከዓ አብ መንጎካን አምላክ ምክፍ ፋል ፈጠረ። ሹም፡ ዝተውልዳክሉ ብናይ አዳም ሓጥያት እዩ። ንሓጥያት ምግባር እዉን መረፅካ። ስለዚ አብ መንጎካን አምላክ ምክፍፋል አሎ።

{{ personName }}

እግዚአብሔር

stap2

አ/ር ወድ ሰብ ምስ ባዕሉ ሕብረት ንክህልዎ ኢሉ ፍጠረ።እ/ር በቲ ዝፈጠሮ ባህ ክብለና ኢሉ ኩሉ ንገር ደስ ዝብል ገይሩ ፍጠረ።

{{ personName }}፡ እ/ር ሮቦታት ገይሩ አይፈጠረናን ብ አምሳሉ እዩ ፈጢርና ንባዕሉ ክነፍቅሮ ን ክን እዞዞን ነፃ ፍቃድ ዝለና ገይሪ ሰርሐና። ነፃ ፍቃድ ስለ ዝለና ን እ/ር መዛዝን ን ምፍቃር ምርጫና እዩ።

እቲ አብ መጀመርታ ዝተፈጠረ ሰብ ናይ ባዕሉ መንገዲ መረፅ ዝይመም እዛዙ ድም ሓጥያት ተባሂሉ ይፅዋዕ። ሓጥያት ማለት እቲ ምልክት ወይ ከዓ እቲ ሽቶ ዝይምብፃህ እዪ። ምክንያቱ እ/ር ን ዓና ዝሓሸ ስለዝኮነ።ናይ ሓጥያት ው ፄኢት ድማ ን አዳም ን ሂዋን ን ጥራሕ አይኮነን ንኩሉ ሰብ ድአ እምበር ስለዚ ሓጥያት ንኩሉ ሰብ እዩ።

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል

"ንምጽናዕኩም ገለ መንፈሳዊ ውህበት ክመቕለኩም፡ ክርእየኩም እናፍቕ ኣሎኹ፡ ማለት፡ በታ ኣብ ሓድሕድና ዘላ እምነት፡ናትኩምን ናተይን፡ ኣባኹምን ምሳኹምን፡ምእንቲ ኽንጸናናዕሲ፡ ብዘይ ምቊራጽ ከም ዝሐስበኩም፡ ብፍቓድ ኣምላኽ እንተ ሰለጠንስ፡ ብገለ መገዲ ኣብ መወዳእታ ናባኻትኩም ክመጽእ፡ ብጸሎተይ ኲሉ ሳዕ ከም ዝልምን፡ እቲ ብወንጌል ወዱ ብመንፈሰይ ዘገልግሎ ኣምላኽ ይምስክረለይ እዩ።"" ሮሜ 5:9-12

እቲ ሽቶ ብምስሓት ካብ አምላክ ተፈላሊይና ን ርክብና ተባለሸየ። ናይዚ ው ጺ ኢቱ ድማ ምስ አምላክ ምፍፍል ላይ ኮነ። ዋላ ክነራክ ብ ዓልና እንተፃዕርና ዋላ አይተሳክ ዕን።

  • ሃይማኖታዊ ስር ዓት ምክትታልን ምትግባር
  • ሰነ ምግባር ዝለዎ ስብ ምኻን
  • ምስትንታን
  • ስብአዊ እርዳእት ምግባር
  • ገባሪ ሰናይ ምኻን
stap3

ዝተፈላልዩ ብዝሕ መንገዲ፡ እ/ር ቅዱስ ስለ ዝኾን ነዝይ ሓንቲ ድልድል እያ ዝላ።ብስራሕና ሓጥያትና ክሕደገልና አይክ እልን እዩ።

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል" ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም።" ሮሜ 3:23

"ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ጐይታና ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም፡ ንኣምላኽውን ስለ እተገዛእኩምዎ፡ ፍሬኹም ንቕድስና ዀይኑ ኣሎ፡ መወዳእታ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ጐይታና ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም፡ ንኣምላኽውን ስለ እተገዛእኩምዎ፡ ፍሬኹም ንቕድስና ዀይኑ ኣሎ፡ መወዳእታ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።" ሮሜ 6:23

ነዚ ፅገም ሓደ መፍትሂ አሎ።

እግዚአብሔር

{{ personName }}

እግዚአብሔር

stap4

ኢየሱስ ክርስቶስ

እ/ር ብ ዓሉ ነቲ ዝፈላለየና መፍትሂ ከምዘድልዮ ይፈልጥ ነበረ። እቲ መፍትሂ ከዓ አምላክ በ ዓሉ ናብዝ ምደረ መፂኡ ብወዱ የሱ ስ ክርስቶስ አድላዪ ነበረ። ንሱ ከዓ ፍ ፁም ሂወት አብዚ ምድሪ ነብረ፤ አብ ክንዳና ከ ዓ ተቀፅዕ። ነትና ቦታ ወሲዱ ከዓ ሞተ።

ምስ ካል ኦት ሰባት ዝለካ ርክብ ከምቲ ንሱ ክርስቶስ ኢየሱስ ዝለዎ አተሓሳ ሰባ ይሃልወካ።

"እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ሓሳብ ኣባኻትኩምውን ይሃሉኹም። ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡ ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ ኸም ምምንዛዕ ኣይረኣዮን። መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ኣሕሰረ፡ ሰብውን መሰለ፡ ብንብረቱ ኸም ሰብ ኰይኑ ተረኸበ።" ፊልጵስዩስ 2 ፤ 5-7

የሱስ ክርስቶስ ሰለ ሓጥያትና ብምሞቱ፤ አባና አብ እ/ር ዝሎ ክፍተት ተራኪቡ አሎ።

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል

"ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ።" ሮሜ 5 ፤ 8

"የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።" ዮሃንስ 14:6

አብ መውዳእታ ከዓ አምላክ ብ ዓሉ መፍትሂ ሒዙ መፂ ኡ አሎ። እ/ር ከዓ ሰብ ኮይኑ መፅ። ብኢየሱስ ክርስቶስ መንግዲ አብ መስቀል ክንዳና ሞተ። ናይ ሓጥያትና ሸክሚ ካአ ወሶዶ። የሱስ ከዓ እዚ ብምግባር እቲ ዓቡዩ አፈላላይ ምስ እ/ር ዝነበርና አራከቦ።

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል

"ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ።" ሮሜ 5 ፤ 8

"የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።" ዮሃንስ 14:6

{{ personName }}

እግዚአብሔር

  • ሕጉስ ዝይምኾን
  • ምፍልላይ
  • ፀፀት
  • ምጥርጣር
  • ዓላማ ዘይምህላው
  • ዝይምርግጋ ን ጭንቀት
  • ሓጎስ
  • ሕብረት ን ርክብን
  • ይቅሪታ
  • ናይ ዘላለም ሕይወት
  • ዝተትረፈረፈ ሕይወት
  • ሰላም
stap5

ኢየሱስ ክርስቶስ

{{ personName }}. ከምቲ እሪ ኢዮ ዝሎካ ብዝሕ ሰባት ካብ አምላክም ተፈላሊዮም እዮም ብስንኪ ሓጥያቶም። ሹም. ንስካ ና ካል ኦት ሰባት ጥፍተኛ ኮይኖም ተረኪቦም ስላዚ ናይ ዘል አለም ዝፅበይ ፍርዲ አሎ። አምላክ እዚ ን ዓካ አይደልን እዩ። ንሱ ማንም ክጠፍ እ አይደልን እዩ። አምላክ ናባካ ሒዚ ይምፅ እ አሎ። ደቁ ን አቦኮ ንክትኸውን እቲ ዕድል ይህበካ አሎ። ሓጥያትካ ይቅር ንምብሃል ሃይማኖታዊ ሰብ ክትከውን የብልካን። ንየሱስ ምምራፅ ማለት ን አምላክ ምምራ ፅ እዩ። ብየሱስ ብምእማንካ ወዲ / ጓል እ/ር ትከውን እካ/ኪ።

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል

ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።ዮሐ 1 12

እቲ መፅሓፍ ከም ዝብለና እቲ መለእኪቲ ብመምና ስለ እቲ ትንሳ ኡ ን ሞትን

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል

እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። ሮሜ 10 ፤9-10

እዚ ብምግባርካ ናይ ሓጥያትካ ስርየት ትቅበል። ሒዚ ድማ በእምነት ትፀድቅ በተወሳኪ ድማ ብየሱስ ክርስቶስ አቢልካ ምስ አምላክ ሰላም ትረክብ አሎካ። እዚ 'እምነት ምህላው' ተባሂሉ ይፅዋዕ። ሹም፣ ብግልካ ምግባር አድላዩ እዩ፤ ናይ ብ ዓልካ መል እክቲ ንምቅባል ን የሱስ ክርስቶስ ምቅባል እዩ። ሹዑ ድማ የሱስ ክርስቶስ ናይ ሂወትካ ጎይታ ይከዉን።

ሽም፤ እንታይ ትመርፅ

stap6

መጽሐፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል

ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም። ዮህንስ 1:12

ሹም፤ ንሶም

1. ሓጥያተኛ ምካንካ ካብ እ/ር ከም ዝተፈለካ ትፈልጥ ዶ?

2. የሱስ ክርስቶስ ናብ እ/ር ከም ዝመፀን ን ም እማን ያድልየኒ ኢልካ ዶ ትኣምን?

3. የሱስ ሓጥ ያትካ ከም ዝወሰድ ን ይቅር ከም ዝበለካ ትአምን ዶ?

4. ንሱ ጎይታ ኢልካ ዶ ት ኣምን

{{ personName }}፤ ንዞም ሕቶታት እወ ኢልካ ተመልሲካ ብልብኻ ናብ አምላክ ፅልዪ።

ሒዝ፤ ብ ናይ የሱስ ደም ስለ ተሓፅብካ ን አምላክ አምስግን።

5.መጽሐፍ ቅዱስ ንስካ "ሓዱች ፍጥረት ምክንካ ይነግረካ ሒጂ እካ ን አምላክ ትዛረቦ። 2 ቆሮንጦስ 5:16-17

ናብ እ/ር ክትፅልይ ከሎኮ፡

እቶም ዝሰዕቡ ክትብል ትክ እል ኢካ፡ አምላኸይ አነ ሓጥ ያተኛ ምኻንይ ይፍልጥ እየ። የሱስ ክርስቶስ ነዓይ ከም ዝሞተ ን ከም ዝተ ሰ እን ይ አምን እየ። ናብቲ ናይ ቀድም ሂወተይ ከይምለስ ወሲነ እየ። አቦይ ስለ ዝኾንካ ናብ ሂወተይ ክትመፅእ እልምነካ አምላከይ። አብ ሂወተይ ክክተላካ ወሲነ አለኩ። አሜን!